ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም TUBE TMKHTE KULNE
@tmkhtekulne
訂閱者
觀看次數
影片
API
40K
YouTube 即時訂閱者計數器
Loading Advanced Analytics...
ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም TUBE TMKHTE KULNE
🛑ሳብስክራይብ ብምጋብር ቤተሰብ ይኹኑ።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ ኣሜን።
መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም YouTube ቻነል፡ ናይ ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዶግማን፡ ስርዓትን፡ ትውፊትን ዝሓለወ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ዘቅርብ ኮይኑ፡ ማለት ንዝተሰብረ ልቢ ዝጽግኑ፡ ብመንፈስና ዝደኸምና ዘበራትዑ፡ ናብ እግዚኣብሔር ዘቅርቡና፡ ኣብ ቅድስት ቤተክርስትያንና ዘጽንዑ፡ ሓደስቲ መዛሙር፡ ኣስተንትኖ፡ ስነ ስሑፋትን፡ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሱ ትረኻታትን ዘቅርብ መንፈሳዊ ቻነል እዩ።
ስለዚ ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ መደብ ብድንግል ማርያም እትምክሑ ንጽዮን ጸግዕኹም ዝገበርኩም መንፈሳውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ናይዚ መንፈሳዊ ቻነል ቤተሰብ ንምዃን፡ Like, Subscribe & Share ብምግባር ዘለኩም መንፈሳዊ ሃናጺ ርእይቶታትን ሓሳባትን በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ {email} ክትልእኩልናን ንላቦ ።
Email:- [email protected]
ወስብኃት ለእግዚኣብሔር
ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል
ኣሜን።
{ Tmkhte kulne} is Eritrean orthodox tewahdo mezmur {hymn} Channel, For any questions contact us using the following
email:@[email protected]
# 🅂🅄🄱🅂🄲🅁🄸🄱🄴 to our channel
Embed
即時追蹤 YouTube 訂閱者、觀看次數、創作者比較與里程碑,支援快速使用者名稱搜尋。
影片
#NEW #Eritrean #orthodox Tewahdo "Mezmur #ኪዳነ ቃላ #ዘማሪ ዲ.ን ሮቤል መድሃኔ (ወዲ ገዳም)
Uploaded
816
觀看次數
26
Likes
3
Comments
About RealtimeSubCount.com
即時追蹤 YouTube 訂閱者、觀看次數、創作者比較與里程碑,支援快速使用者名稱搜尋。